Rhein-Main-Gebiet

ኣብ ኣድልዎ ዝግበር ሓገዝ

Print

ኣብ ከባቢ Rhein-Main ዲኻ ትነብር፡ ኣድልዎ ከ ኣጋጢሙካ ይፈልጥ ድዩ? ስለዚ ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። እትነብረሉ ዞባን ኣድልዎ ብኸመይ ከምዝተፈጸመካን ኣእትዉ።ከምኡ’ውን ዘድልየካ ዓይነት ደገፍን ነቲ ክትረኽቦ እትደሊ ትካልን ክትመርጽ ትኽእል ኢኻ።

ምድላይካ ዝኾነ ውጽኢት እንተዘይአምጺኡ፣ ንዓና ርኸብ። ብዛዕባ ዝኾነ ካልእ ክሕግዘካ ዝኽእል ኣገልግሎታት ክንሕብረካ ንኽእል ኢና። በዚ ዝስዕብ ደውለልና (069) 212-48750 ወይ ድማ ናብዚ ኢመይል ስደድ amka.adinet@stadt-frankfurt.de